https://tenders.milkta.com/ti/display/4553

ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ንበጀት ዓመት 2010 ዓም አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ መለለይ ቑፅሪ ዘለኩም ቢሮ ትልምን ፋይናስን ብዘዉፅኦ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክቕርብ ዝኽእል

2 መኽበሪ ጨረታ 3000 (ሰለስተ ሽሕ )ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእል

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቢሮ ቑፅሪ 34 ካብ ዕለት 10/09/2010 ዓ/ም ክሳብ 27/09/2010ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት

4 እቲ ጨረታ 27/09/2010ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይተኣጎጎልን

5 ሰዓርቲ ዘሸነፍዎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብሩ 6 ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም አድላይነቱ 20% ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ