https://tenders.milkta.com/ti/display/20816

ማሕበር ኣክስዮን ሜታኖያ ኣካዳሚ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለ ዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2019 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2019 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2019 2:35 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ምልክታ ጨረታ

ማሕበር ኣክስዮን ሜታኖያ ኣካዳሚ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለ ዝደለና ተጫረቲ ንዕድም

ተጫረትቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቓሒ

1. ሕጋዊ ናይ ኦዲተርነት ብደረጃ ሓደ ፍቓድ ዘለዎም

2. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእልን ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን

3. ኣብ ማሕበራት ኦዲት ጌሩ

4. ጨረታ ፃዊዒት ኣብ ኣየር ዘሎው 7' መዓልትታት ዝፈልጥ ተኾይኑ መረጋገፂ ድጋፍ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 16/02/2019 ዓ/ም ክሳብ 22/02/2019 ዓ/ም ኣብ እናመፁ ዘይምለስ ብር 500 (ሓሙሽተ ሚኢቲ) ይክእሉ እዮም።

5. ሕጋዊ ተጫረቲ ክጫረቱ ዝደልዩ ናብ ቢሮ እናኸፈሉ ናይ ጨረታ ሰነድ እናወሰዱ ክጫረቱ

6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብፖስታ ተዓሺጉ ዕለት 22/02/2019 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ናይቲ ዝሓዝኩምዎ ጨረታ ብኣካል ብምምፃእ ኣብ መኣከቢ ኣዳራሽ ሜታኖያ ኣካዳሚ ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ተኸፊቱ ሰዓራይ መን ምኻኑ ይፍለጥን ሰዓራይ ካብ ዝሰዓረሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2' ሰሙን ኦዲት ገይሩ ናብ ሓፈሻዊ ጉባኤ የቅርብ።

7. ማሕበር ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ናይ ምሰራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻ መቐለ 18 ቀበሌ ጥቃ መስከረም ሆስፒታል ንርከብ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0974666111 ወይ 0974888111 ምድዋል ይክኣል እዩ።