https://tenders.milkta.com/ti/display/20806

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2' ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2019 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ን3 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2' ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ መመዘኒ ረቃሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም ::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዎም::

2 ናይ 2018 ዓ/ም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ::

3 ናይ ጨረታ መግዚኢ ሰነድ ዋጋ ብር 500.00 (ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር)ከፊሉ ክወስድ ዝክእል

4 ናይ ፌደራል ኦዲት መስራቤት ብቕዓት መረጋገፂ ዘቅርብ::

5 ቅድሚሕዚ ኣብ ዓበይቲ ናይ ሲቪል ማሕበረሰብን ወይ ተመሳሳሊ ትካልን ዝስርሑሉ ስራሕ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::

6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 16/02/2019 ዓ/ም - 20/02/2019 ዓ/ም ይከውን:: ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 20/02/2019 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 20/02/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕዳዊ ተወከልቲ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ (እስፔስፊኬሽን) እናመፃኩምምውሳድ ትክእሉ::