https://tenders.milkta.com/ti/display/20780

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲቓላሚኖ ን2019 ዓ/ም በጀት ዓመት መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2019 (15 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልከታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲቓላሚኖ ን2019 ዓ/ም በጀት ዓመት መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተደላይ ረቛሒታት ዝርዝርከም ዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

➢ ቫት ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ናይ ሓምለ ወርሒ 2018 ዓ/ም ዲክላራስዮን ከቕርብ ዝኽእል።

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል።

➢ ናይቲ ጨረታ መኽበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) 15,000 (ስርተ ሓሙሸተ ሽሕ ቅርሺ) ከቕርብ ዝኽእል።

➢ አብ መዘርዝር እስፐሲፍኬሸን ብዝቐረቡ ጥራሕ ከርብ ዝኽእል፡፡

➢ ኢዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስተብሃለ አብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል።

➢ እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ምዃኑ ወይ ዘይምዃኑ ይሕብሩልና አንተዘይሓቢሮም ምስ ሻቱ ከምተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

➢ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ናይ ትካል ማህተምን ሸምን ይጠቀሙ።

➢ እቲ ጨረታ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቕናስ ንምውሳኽን ይኽእል እዩ፡፡

➢ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 (ሚእቲ ቅርሺ ጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ቢሮ ቑፅሪ 25(ገንዘብ ተሓዚት) እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ንጉሆ ካብ 2፡30 ክሳብ 6፡00 ምውሳድ ይከኣል።

➢ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፡፡

➢ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 14/10/2026 ዓ.ፈ ክሳብ 26/10/2026 ዓ.ፈ ፤ ዕለት 26/10/2026 ዓ.ፈ ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ታዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ዝተረኸብሉ ይኽፈት፡፡

NB ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0945462706/05,676 ምሕታት ይከአል እዮ።