https://tenders.milkta.com/ti/display/20757

ንኣጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብምልዛፍ) ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ ፡ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2019 (7 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2019 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 6

ንኣጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብምልዛፍ) ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ ፡ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ አትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩም።

• ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ IN መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ ኣለዎ።

• መቕረብቲ ካብ ዕለት 11/1/2019 ክሳብ 13/1/2009ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ

ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኽእሉ።

• ፕሮፎርማ ዝኸፈተለ ዕለት 14/1/2010ዓ/ም ሰዓት 430 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኸፈት። እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን "

ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ ኣለዎም ። ኣብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን

• አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

- ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

- ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኸቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::

ኣድራሻና ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ ዕደጋ ክፍሊ " ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 አብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካአል።