https://tenders.milkta.com/ti/display/20747

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት/ ከዕድን ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2019 (14 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፕሮፎርማ ምልከታ


ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት/ ከዕድን ስለዝደሊ እዚ
ቅጥዒ ብምምላእ ነጋዶ ክትወዳደሩ

P.Rተ.ቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
363261Barbed wireL-50mpcs

1

2Soft wire1.5mm Thickpcs5


ክማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት
- ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን፡ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ከተሓሓዝ ኣለዎ።

- እቲ ህትመት ዋጋ ቫት ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ።

- ሰገራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት ኣቅሓ/ ካብ ኣለዎ፡፡

- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ከመፅእ ኣለዎ።

- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 8/01/2019- 11/01/2019 ዓ/ም 1100 እዩ

- ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 12/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸውን

- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ፡፡ 

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍለ ዝኣክል ብምግእ ምጥያትን ፕሮፎርማ ቅጥዒ ምውላድ ይከኣል