
ምልኽታ ፕሮፎርማ ናይ መስከረም ወርሒ 2019 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
' ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣
ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲንቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ
ዝኽእል ይዕድም
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ናይ ኮሚፒተር ወረቀት80 ግራም | A4 size | ብደስጣ | 500 | ||
| 2 | ናይ ካኪ ፖላታ | ማኣከላይ | ብሉጣ | 5 | ||
እንክተሎም መምርሒ:-
እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 6 /1 /2010 ዓ/ም ዕለት 8/1 /2019 ዓም ተዓፅዩ ዕለት 11 /1/2019 ሰዓት 04:30 ይኽፈት::
7 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:: 8 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
9 ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒኡ ዝፀንሓሉ ግዜ 5+ማዓልቲ እዚ: 8.ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ 9.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::