https://tenders.milkta.com/ti/display/20735

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ አብ 2019 ዓ.ም. ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑትን ናይ ፅሬት አቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዓድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (15 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ አብ 2019 ዓ.ም. ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑትን ናይ ፅሬት አቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዓድግ ይደሊ።
በዚ መሰረት፡ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን በዚ ንግዲ ዘርፊ ን2019 ዓ.ም. በጀት ዓመት ዝሓደሳ፣ TIN ቑፅሪ ዝተመዝገበን ክወዳደር ይኽእል።
እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ኬይዲ ስራሕ ዓደጋ ንብረት ምሕዳራን ከተማ ዓድዋ ዘይምለስ ብር 200 (ክልተ ሚኢቲ) እንዳከፈሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይኽእሉ።
VAT ወይ አብ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምዃኖምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክላራሲዮን (Declaration) ዘቕርቡን፣ TIN ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረጋገፂ ወረቐት ምስክር ክኣቕርቡ ዝኽእሉ።
ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ (Bid Bond):

  • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 25,000 (ዕስራ ሓሙሽተ ሽሕ)
  • ናይ ፅሬት አቑሑት ብር 6,000 (ሽድሽተ ሽሕ)
  • ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት ብር 20,000 (ዕስራ ሽሕ)

ኮይኑ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ (Certified Check) ወይድማ CPO፣ ወይ አብ ኹነታት ዘይተመሰረተ ዋሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ Letter of Credit ክትሕዝ ይኽእል።
ካብ ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ዝሓዘ ኮይኑ፣ ድሕሪ ውዕሊ መሳርሒ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ከተማ ዓድዋ ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ክኣቕርብ ዝኽእል።
ጨረታ ዝዓፀወሉን ዝኽፈተሉን መዓልቲ:

  • ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 04/01/2019 ዓ.ም. ጀሚሩ ክሳብ 19/01/2019 ዓ.ም. ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክሳብ ሰዓት 4:00 አታዊ ኮይኑ፣
  • ልክዕ በቲ ዕለት 19/01/2019 ዓ.ም. ሰዓት 4:30 ረፍዲ፣ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለውዎ እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ተወሳኺ ቅድመ-ሁኔታታት:

  • ጨረታ ፀኒሑ ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 25 መዓልታት ዘይበልፅ ይኸውን።
  • ተጫረቲ ንዝኣቐረብዎ ንብረት፣ ብፍላይ ናይ ሞተርሳይክል ንሓደ ዓመት ዋሕስና (Warranty) ክህብ ዝኽእልን፣ ነቲ ዝስዓሮ ንብረት ድማ ቤት ፅሕፈት ብዝኣዘዞ ስፔሲፊኬሽን (Specification) መሰረት ክኣቕርብ ዝኽእል።
  • ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ አማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉኡ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መብቱ ሕሉው እዩ።
  • ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 09 88 04 38 85 ወይድማ 09 11 29 56 10 ደውይሎም ምሕታት ይኽእሉ።