https://tenders.milkta.com/ti/display/20719

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፕራይም ቀለም ክትዕድግ ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2019 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፕራይም ቀለም ክትዕድግ ስለዝደለየ:: ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/13/2018 ዓ/ም –08/01/2019 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 08/01/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

7 VA ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::


ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ፕራይም ቀለም

ጋሎን

284

በዓል 4ተሊትሮ

N. ብተወሳኪ ናብ በቢ ዓዱ ብናይ ባዕሎም ትራንሰፖረት ንምብፃሕ ዝክእል::