https://tenders.milkta.com/ti/display/20711

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ መቐለ ን2019 በጀት ዓመት ዝኸውን ናይ ዓበይቲን ኣናእሽተይን መኻይን ፅገና (ጋራጅ ኣገልግሎት) ዘቕርቡ ተወዳዳርቲ ንምግዛእ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ መቐለ ን2019 በጀት ዓመት ዝኸውን ናይ ዓበይቲን ኣናእሽተይን መኻይን ፅገና (ጋራጅ ኣገልግሎት) ዘቕርቡ ተወዳዳርቲ ንምግዛእ።

  • ረቛሒታት
    • ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን ዝታደሰን ንግድ ፈቓድ
    • ናይ መቕረባይነት መለለዪ ቑፅሪ (TIN Number)
    • እተመዝገበሉ ናይ ተወሰኺ እሴት ታክስ (VAT) ምስክር ወረቐት
    • ናይ መቕረባይነት ወረቐት ምስክርን መረጋገፂን
  • ሰነድ ጨረታ ዝወሃበሉ፡ ካብ 3 ጳጉሜን 2018 ዓ.ም. እስከ 13 መስከረም 2019 ዓ.ም. ካብ ቀዳማይ ደብሪ፣ ዓደጋ ክፍል፣ ቢሮ ቑፅሪ 2።
  • ዋጋ ሰነድ፡ ዘይመለስ 1,000 ብር።
  • ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኸፈተሉን እዋን፡ 13 መስከረም 2019 ዓ.ም. ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ተዓፊኡ፡ በታ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ይኸፈት።
  • አድራሻን ቴሌፎን ቁፅሪን፡
    • አድራሻ፡ ትሕቲ መምሕዳር ክፍለ ከተማ ሓይደራር
    • ስልኪ፡ 0344-407335 / 0921-588220