https://tenders.milkta.com/ti/display/20686

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ : ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር መፀገኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክዕድግ ግልጋሎት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ሞተርሳይክል/

ምልክታ ፕሮፎርማ

1.ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ : ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር መፀገኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክዕድግ ግልጋሎት ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ዝኡ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ከዋዳደር ይክእል ።

<!--
ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒብዝሒናይ ሓደ ብርጠቅላላ ብርመብርሂ
-->

1 በቲ ዘርፍ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን I ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓገስታ እተሓሒዝኩም ክትወዳደሩ እዕድም።

1. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/12/2016 ዓም ክስብ ዕለት 27/12/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 28/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ትፋ ከሰሜን ይኸውን

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የግድድን እዚ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተብለህ ዕለት ጀሚሩ ተፈቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝሓልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ወራቱ ዝሓለወ ዘተረከበ : መትረባይ 10 ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ኖይ መንግስቲ ካዝና ኢታዊ ይገብር።

5. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ይሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ ብ ንርከብ ።

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልክ ቁፅርና: 03 42 41 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክኢሉ -

10. ናይቲ ንብረት ግልጋሎት ጠቅላላ ድምር ዝተሓተ ዋጋ ዝተመለአ ዝውሰድ ምኳኑ

ክንዲ ቤት ፅሕፈትት ፋይናንስን

ሽም .

ፊርማ ------

ዕለት

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ዕለት-