https://tenders.milkta.com/ti/display/20675

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ ዕቤት መሰልጠኒ ማእከል ደቂ ኣንስትዮ መቐለ ኣብ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ዓቕሚ ምዕባይ ስራሕቲ ከም ምድላው ምግብን ቅድን ስፌትን ስልጠና ፣ ናይ ደ/ኣንስትዮ ፀጉሪን ሜክ ኣፕ ስልጠና ፣ሓፀርቲ ናይ ዓቕሚ ምዕባይ ስልጠናታት ዝሰርሕ ትካል እንትኸውን ን ቅድን ስፌትን ዝከውን ዝተፈላለዮ ጨርቅታትን ክርን ካልኦት ንስፊት ዘገልግሉ ማተርያል ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 25, 2018 (11 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ምልክታ ጨረታ


ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ ዕቤት መሰልጠኒ ማእከል ደቂ ኣንስትዮ መቐለ ኣብ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ዓቕሚ ምዕባይ ስራሕቲ ከም ምድላው ምግብን ቅድን ስፌትን ስልጠና ፣ ናይ ደ/ኣንስትዮ ፀጉሪን ሜክ ኣፕ ስልጠና ፣ሓፀርቲ ናይ ዓቕሚ ምዕባይ ስልጠናታት ዝሰርሕ ትካል እንትኸውን ን ቅድን ስፌትን ዝከውን ዝተፈላለዮ ጨርቅታትን ክርን ካልኦት ንስፊት ዘገልግሉ ማተርያል ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ነጋዶ በዚ ዝተገለፀ ረቋሒ መሰረት ንክትጫረቱ ንዕድም::

❖ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 2019 ዓ.ም ዘለኹም

❖ ቫት ውይ ቲኦቲ ዝተመዝገብኹም

❖ ሲፕኦ ናይቲ ጨረታ ዝተጫረትዋ ዋጋ 5% ብሽም ድርጅት የትሕዝ::

❖ ዝሰዓረ ተጫራቲ እቲ ማተርያል ካብ ዝሰዓረሉ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ተዘይኮይኑ እቲ ዝትሖዞ ሲፕኦ ንድርጅት ኣታዊ ይኸውን::

እዚ ጨረታ ክትጫረቱ ድልየት ዘለኩም ነጋዶ ብር 200.00 ብምክፋል ካብ ዕለት 25/12/2018 ክሳብ 29/09/2018 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሳዓት ናይ ጨረታ ደኩመንት ንክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር:: እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለውዎ ዕለት 02/13/2018 ዓ.ም ልክዕ ሳዓት 4:00 ይክፈት:: እቲ ማሕበር ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ወይ ብምሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዮ::

ኣድራሻ

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ ዕቤት መሰልጠኒ ማእከል ደቂ ኣንስትዮ መቐለ

ካብ ቢንቶ ንዓዲሓውሲ ዝወስድ

መንገዲ ምስ ተዓፀፍኻ ጥቃ ናይ ደናግል ዓይኒ ሕክምና

ብኣስፋልት ገፅ:

ስ.ቁ 0942710270