https://tenders.milkta.com/ti/display/20672

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ ካልም በጀት ናይ መኪና ጌጣጌጥን መኪና መለዋወጢ ኣትሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 23, 2018 (13 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 4:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ዋጋ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 27/ 2018 ዓ.ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳዱ መንግስታዊ ዕደጋ ንብረት ምም/ርን ንዳ ዳዕደፋይን ብምምር ካብ ECO በጀት ዝክፈል ናይመኪና ጌጣጌጥ መኪና መለዋወጢኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ።


መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ 2008 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፤

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁዕረገ ዘለኩም።

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 3% withholding tx ክኸፍል ዝኽእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ - ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪናጌጣጌጥ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፡ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /በበ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቅትም : ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸኣሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፡ ኣድራሻን ናይ ትካለኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 22/12/2018 ዓም ክሳብ 25/12/2018 ዓም ሰዓት 10:00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 26/12/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይመኪና ጌጣጌጥ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ኤንስፔክተር ብዘተተ ሰፕስፈኬሽን ምካኑ ምስ ተራፃ ኣታዊ ይከውን

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 0ን ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 1471563 ደዊልኩም ምሕታት ይኸእለ "

ተ.ቁ ዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
1Solar Sticker/MMCBlackSet01
2ዳሽ ቦርድ ቅብአትAtuo zonepes02
3| የዉሻ ቆዳኦርጅናልpes01
4ምንፃፍ ተነጋፊኦርጅናልSet01
5ሽቶኦርጅናልpes02
6ንፋስ መከላከሊኦርጅናልSet01
7ወልፊትኦርጅናልSet01

ነዚ ቅጥዒ ዝመለኣ ነጋዳይ

ሽም-

ፌርማ፡-

ዕለት