https://tenders.milkta.com/ti/display/20653

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ስፔር ፓርቲ ግልፂ ጨረታ ክዐድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2018 (16 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ግልፂ ጨረታ ስፔር ፓርቲ

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ዓ.ም ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰንግዲፍቃድንመቅረባይነትንኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

2. ናይግብሪኸፋሊመለለዪቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል 

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር

5. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መአዚዚ ክፍሊት ቼክ/ሲፒኦ ብር 5,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል

6. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 200 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁዕሪ 8 ምውሳድ ይከኣል

7. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ በቲ ዘቀመጥናዮ ስፐስፊኬሽን መሰረት ፅሬት ዘለዎ ንብረት ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ

8. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 20/12/2018-27/12/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6 ̋ ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤ኣብ ከይዲ ምኽፋት ጨረታ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኽቦም ነቲ ከይዲ አየተዓናቅፎን

9. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወእዩ መኪና ሞዴል - 3h166

ንተወሳኺሓበሬታብኣካልኣብጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢትማ/ፋይናንስናብዝርከብ ድርጅትና መፂእኻምሕታትይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253።