https://tenders.milkta.com/ti/display/20649

ስኒት ኣካዳሚ ናይ 2018ዓ.ም ሒሳብ መዝገብ ዝሰርሕ ናይ ሒሳብ ክኢላ ብጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 18, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (4 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ጨረታ

ስኒት ኣካዳሚ ናይ 2018ዓ.ም ሒሳብ መዝገብ ዝሰርሕ ናይ ሒሳብ ክኢላ ብጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ተጫረቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 19/12/2018 - 22/12/20 እናመፃኹም ክትምዝገቡ እናፍለጥና እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ ትካል እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን።

ምስ ሰላምታ

ኣድራሻና= ናይ 05 መወዳእታ ታክሲ ከይበፃሕኻ ጥቃ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 11 ንርከብ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ፦ 0945 512433 ይደውሉ