https://tenders.milkta.com/ti/display/20646

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መትል ንቤት ንሕፈትና ተሽከረካሪት ክሬን መኪና ታርጋ ቁፅሪ 4-19100ን ቦጥ መኪና ታርጋ ቁፅሪ4-01521 ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2018 (ቅድሚ 16 ሰዓት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ዳርጋ 1 መዓልቲ ቐርዩዎ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 04 /2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መትል ንቤት ንሕፈትና ተሽከረካሪት ክሬን መኪና ታርጋ ቁፅሪ 4-19100ን ቦጥ መኪና ታርጋ ቁፅሪ4-01521 ጎማ ስለ ዝወድአ ስአን ጎማ ጠጠው ኢለን ስለ ዘለዋ ንፅእን ግልጋሎት ዝውዕል ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 23504ቸ/ ማይ ብዕለት 28/11/2018 ዓ.ም ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ብዝተረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ከተማልእ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

- ተወዳዳራይ ዘነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
112V120Ah maintenance free sealed Calcium silever batterypcs04

NB ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃ ወደከስ ዕፋን ምምርን

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 14/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 16/12/2018ዓ/ም

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መዘገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል