
ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 05 /2018 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዓይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ንታታ ባ ሰርቢስ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 23528/ት/መ/ማይ ብዕለት 06/12/2018 ዓ.ም ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለዮ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮትሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
- ተወዳዳራይ ዘነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Break Shoe Rear and front Std with Revent P.No 885442070909 | Set | 4 | |||
| 2 | COGGEDV BELT 1280 LONG 252520156305 | pcs | 4 | |||
| 3 | Assy Ball Joint Left Hand 264133200135 | pcs | 4 | |||
| 4 | Assy Ball Joint Right Hand 264133200136 | pcs | 4 | |||
| 5 | Bull joint End Assy 270546000102 | pcs | 2 |
NB ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃ ወደከስ ዕፋን ምምርን
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 14/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 16/12/2018ዓ/ም
እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት መዘገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል