https://tenders.milkta.com/ti/display/20614

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ትዕድግ ስለዝደለየት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ትዕድግ ስለዝደለየት ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን

ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ትዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ዝተሓደሰ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ዝተጫረትዎ ንብረት ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ክኸዉን አለዎ::

5. ካብ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከኣል፡፡

7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወኀፀሉ ዕለት 11/12/2018 ዓ/ም - 13/12/2018 ዓ/ም ይኸውን::

8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 15/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ሰዓት 4፣30 ይኸፈት

9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ አቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ

10. ተጫራታይ ብሳምፕል መሰረት ተዘይሰሪሕዎ አስተኻኺሉ ሰሪሑ ከረክብ ከምዘለዎ 11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ቫዝሊን በዓል ግራምኑኑደርዘን7