https://tenders.milkta.com/ti/display/20603

ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2019 ዓም በጀት ዓመት ብዝተበጀተሉ በጀት ኣብ ዉሽጢ እቲ ቤት ጅንፀት ዝርከቡ ተሃነፅቲ ሕጊ ንሐጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ከመግብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2019 ዓም በጀት ዓመት ብዝተበጀተሉ በጀት ኣብ ዉሽጢ እቲ ቤት ጅንፀት ዝርከቡ ተሃነፅቲ ሕጊ ንሐጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ከመግብ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2018ን 2019 ዓም ዓመታዊ ሕድሳት ዝተገበረሉን አገልግሎት ሆቴል ምግብና ዘለዎምን ናይዚ ዘመን ግበሪ ዝከፈሉን

2 መለለይ ቲን ናመበር ዘለኩም

3 ብትልምን ፋይናንስን ዝተዉሃበ ናይ 2018ን 2019 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም

4 ቫት ዝተመዝገብኩምን ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረዳእት ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ወርሓዊ ዲክለር ናይ ወርሒ ሰነ 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል

6 እዞም ካብ 1 ክሳብ 4 ዘለዎ ደኩምንታት ኦርጅናል ምስኮፒ ከቅርብ ዝክእል

7 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 50000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ተጫረቲ ንዉዕሊ መከበሪ ከም ሐደ ወርሒ ዝክፈሎም 10 ሚእታዊ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 8/12/2018 ዓም ክሳብ 25/12/2018 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 25/12/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

10 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 500 እናከፈልኩም ካብ ማእከል ቤት ቤት ህንፀት ዓድዋ ፋይናንስን ምምሕዳር ቁፅሪ 5 እንመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

11ቤት ህንፀትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342716555