https://tenders.milkta.com/ti/display/20599

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ቦቲ ኪራይ መኪና ብምልፍን ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ - አዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -01-

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ቦቲ ኪራይ መኪና ብምልፍን ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ - አዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ክትወዳደሩ አትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩም።

• ናይ 2010ዓ/ም/ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም።

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ተዕሪ ኸ መረዳእታ ክቐርብ ዝኽእል።

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር Specification መሊኡ ከቅርብ አለዎ።

• መቕረብቲ ካብ ዕለት 8/12/018 ክሳብ 12/12/2018 ዓም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኽእሉ።

• ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 13/2010ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት። እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን::

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ኣብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ ኣለዎም ። ኣብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን

• እብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራጺ እንተረኸቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ::

• ኣድራሻና ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ ኣብ ግራዉንድ ቢሮ እብ ስራሕ ሰዓት ቁፅሪ 1 ወይ ዕደጋ ክፍሊ ።

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ምድዋል ይካአል።