https://tenders.milkta.com/ti/display/20588

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድን ፡ ይደሊ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 01/18

ዝወፅ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ናይ መኪና ባትሪ ነዚ ቅጥዒ ዝመሰሉ ነጋዳይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድን ፡ ይደሊ፡

በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፋፋ ትኽእሉ፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቅርብ :

➢ ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁዕሪኽ ዘለዎ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡፡

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፡ ናይ ግብሪ ክፋላይነት መለለይ : ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትሉምንኮር ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዓ ብዝተዓሽ ፖስታ ካብ ዕለት 06/12/2018 ክሳብ 08/12/2018 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ክተቕሱ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 08/12/2010 ዓም ቅሰዓት 300 ተዓፂዩ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ኣብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 3 የብሪ ይኽፈት፡

➢ ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይነ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተገለፀለ ኣብ ውሽጢ 2 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ቢሮና ኣብ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ዝርከብ ኢትዮዽያ ንግዲ ባንኪ 3ይ ደብሪ ወይ ብስልኪ ቁዕሪ 0342404272 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻችን፡-

መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር የቀድሞ ሓሸንገ ኮሌጅ ኣካባቢ ከስኒት ሪል ስቴት ጎን ለበለጠ ማብራሪያ ወደ ስልክ ቁጥር 0914741665 ይደውሉ

ናይ መኪና ባትሪን

ተቁዓይነት ንብረትመፍለይመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ / ድምር
ብርሳብርሳ
1ናይ መኪና ባትሪኤክስፕሮ 60Aብቁፅሪ01