
ምልክታ ፕሮፎርማ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ 44 መመላኽትቲ ቢል ቦርድታት ካብ ከተማ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ኣብያተ ትምህርትን ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከጓዓዕዝ ይደሊ። ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም፡፡
1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፈ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣
2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin unber) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኽእሉ፡
3. ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ሕጋዊ ቅብሊት(ደረሰኝ) ክቕርቡ ዝኽእሉ፣
4. ተወዳደርቲ እቲ ዝዕፀንዎ ንብረት ኣቐዲሞም ብኣካል ክርእይዎ ይግባእ።
5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣
6. እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስ ተብሃለ መፀዋዕታ ኣብ ዝተገበረሌ መሆንን መራገፍን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ሸፊኑ ካብ ከተማ መቐለ ናብተን ኣብያተ ትምህርቲ ድሕንነቱ ብዝተሓለወ መንገዲ ከጓዓዕዝ ዝኽእል፣
7. ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ኣለዎ፣
8. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
9. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 830 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት ይኽፈት፡፡
| ጉዞ ዝካየደቶ ወረዳ | መለኪዒ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|
| 1 | ወረዳ ዓድዋ(ናብ 5 ቦታ) | ብጥቕላል | ዝርዝር ኣብያተ ትምህርቲ ኣብዚ ሒዛል ተተሓሒዙ ይርከብ | |
| 2 | ወረዳ ታ ማይጨው(ናብ 2 ቦታ) | |||
| 3 | ወረዳ ጭላ(ናብ 3 ቦታ | |||
| 4 | ከተማ ሽረ-እንዳስላሰ (ናብ 12 ቦታ) | |||
| 5 | ወረዳ ታ/ቆራሮ(ናብ 2 ቦታ) |