https://tenders.milkta.com/ti/display/20559

ትካልና ኦፕፊሽን ፊስካዩ ኢትዮጵያ ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ምግቢ ዓይነታት ብጨረታ አጠዳዲሩ ክዕድማ ስለዝደለዮ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ /

ናይ ጨረታ ምልክታ

ትካል ኦፕሬሽን ፊስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ምግቢ ዓይነታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ናይ ጨረታ ረቛሒ አተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ፊስኪዩ ኢትዮዽያ 100 ብር ብምኽፋል - ፎርሚ ቅጥዒ ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ ማዕልትታት ቫት ሓዊስኩም ዋጋ መሊእኩም ብሰም ዝተዓሸገ ፖስታ መሊእኩም ክተቅርቡ ከተጫረቱ ንሕብር፡፡

ተ.ቁናይ ምግቢ ዓይነትበዝሒመለክዒዓይነትናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ዕፁይ ብርስን2.40ኩንታልዕሹግ(AZAAN)
2ድፍን ብርስን2.40ኩንታልዕሹግ(AZAAN)
3ዘይቲ ፈሳሲ192በዓል ሊትርካዶ
4ቡና ቀዳማይ ደረጃ20ኪሎ
5ሽሮ25ኪሎ
6ጨው100ኪሎሽዊት
7መርቲ ቲማቲም (ድልህ60850 ግራምመርቲ

• እቲ ዝቐርብ ናይ ምግቢ ዓይነታት ፅሬቱ ዝተሓለወ ምዃኑ ብበዓል ሞያ ተመርሚሩ ከምዝኣትዉ እንድሕር

ፊቱ ዘይተሓለወ ኮይኑ ግና ተቀባልነት የብሉን።

• እቲ ዝቐርብ ናይ ምግቢ ዓይነታት ናብ ቀቤሌ 18 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ፌስኪዬ ብናይ

ባዕልኩም መጎዓዚ በቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ክተቅርቡ እትክእሉ።

• ዝሰዓረ ኣካል ዝቲ ዝሰዓሮ ዓይነት ምግቢ ብቢ ክልተ ሰሙን ን6 ወርሒ ናብ ትካልና ብናይ ባዕኩም ትራንስፓርት ኣታዊ እትክብሩልና።

• እቲ ጠቅላላ ዕድገት ካብ ብር 20,000.00 ዕስራ ሽሕ)ንላዕሊ እንተደኣ ኮይኑ በቲ ሕጊ ዊዝሆልዲንግ ታክስ 3% መሰረት ተቆሪፁ ንመንግስቲ ከምእትከፍሉ ነተሓሳስበ

ዘድልዩ ረቋሒታት

1. በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዋ ዎን:

2. ናይቲ ትካል ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ 2018 ዓ/ም ፍቓድ ዘሓደሰትን ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉን::

4. ናይ ጨረታ ዉሕስና (Bd Bond) 3% ከትሕዝ ዝኸእል::

5. ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

6. አቲ እተቅርቡዋ ናይ ሓደ ዋጋ ቫትቲኦቲ ሓዊሱ ክከዉን ኣለዎ።ተዘይኮይኑ ግን እቲ ዝተመልአ ጨረታ ቫት ዝሓወሰ ከምዝኮነ ተገይሩ ይሕሰብን ብእኡ ድማ ይወዳደርን ክፍሊት ዉን ብእኡ ይፍውሱ።

• እቲ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 01/12/2018 ዓም ሰዓት 9:00 እንትኸዉን እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ድማ 14/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይዕዐዉ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ማለት ዉን 10 30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም አብ ዝተረኸብዎ እቲ ጨረታ ዝኸፈት ምኻኑ ክንግልዕ ንፈትወ: እቲ ጨረታ ሕጋዊ ተጫራቲ/ወኪል እንተዘይተረኺቡ ዉን ከምዘለዉ ተሓሳቢ ተገይሩ እቲ ጨረታ ዝኸፈት ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ

• እቲ ትካል ዝሓሸ መማራጺ እንተረኺቡ ብኽፉል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ።

ኣድራሻ

ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ -18- ፊት ሸባ ኣካዳሚ-ስቱ 034449442/ 0344410810