https://tenders.milkta.com/ti/display/20556

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ንኣንቡላንስ መኪና መለዋወጢ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ብህፁዕ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ንኣንቡላንስ መኪና መለዋወጢ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ብህፁዕ ክዕድግ ይደሊ:: በዚመሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሓ፡-

➢ ቫት ተመዝገብቲን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

➢ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀለ ዕለት 30/11/2018 ዓ.ም ክሳብ 04/12/2018 ዓ/ም ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ኸይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 3ይ ደብሪ ምውሳድ ዝካኣል ኮይኑ ዕለት 04/12/2018 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት ይኸፈት፣

➢ ተጫረቲ ሰዓርቲ ምዃኖም ብደብዳበ ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓእዋን ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ዝክእለላ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፣

➢ ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ።

➢ ዝቐርብ ደረሰኝ ተከታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ከቕርብ/ባ/ ዝክእሉላ

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ኣብ ዝምላእ ዋጋ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን