https://tenders.milkta.com/ti/display/20549

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ንብረት ናይ ፔጆ መኪና መለዋወጢን ዘይቲን ዝወፀ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2018 (2 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዕለት 20/11/2010 ዓም

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 4 /2018

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነሀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ንብረት ናይ ፔጆ መኪና መለዋወጢን ዘይቲን ዝወፀ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፡፡

➢ ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪTIN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፡

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ከዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ። ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት-29/11/2018 ዓ/ም ክሳብ 01/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ሰዓት ኩተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ። እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 01/12/2018 ዓ/ም ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት - 900 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኽፈት።

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ።

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀለ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ቐርቡ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕዴ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሌ ክወዳደር ኣይኽእልን።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03444173 48 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ፕሮፎርማ ንብረት ናይ ፔጆ መኪና መለዋወጢን ዘይቲን ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልአም መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ተ.ቑዓይነት ንብረት ናይ ፔጆ መኪኖእስፐስፊኬሽንመለክበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ ብር
ብርሳብርሳ
1ቅድሚት ሾክ ኣብዘርቨር1ይ ደረጃብቑፅሪ02
2ዋይፐር ቅድሚት1ይ ደረጃብቑፅሪ02
3ዘይቲ ካምብዮ1ይ ደረጃብቑፅሪ01
4ዘይቲ ፍሬን1ይ ደረጃብቑፅሪ01

ሽም፡ ፌርማ፡-

ዕለት፡

ስልኪ ቑፅሪ