https://tenders.milkta.com/ti/display/20541

ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 004/2019

ን2 ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ምልክታ

ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ተ.ቑ.ዓይነት ኣቕሓዝርዝር ስፔስፍኬሽንመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ፕሪንተር ቀለም151 A-hpቑፅሪ06
2ፕሪንተር ቀለምLEXMARK MS 310 dnቑፅሪ02
3ወረቀት ናይ ኮምፒተር - ልA4ደስ50
4ካኪ ፖስታማእኸላይፓኬት03
5ፓርከርPermanentፓኬት05
6ናይ ማህተም ቀለምቑፅሪ02
7ማስታወሻ ማእከላይሲኒር ላይንደርዘን02
8ፕሮቶኮል መመገብዓብይቑፅሪ02
9እስክርቢቶi-penቑፅሪ ፓኬት03

ስለዚ ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ኣብ ናይ መንግስቲ ትካላት ዕደጋ ምልክታ ንክትሳተፉ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዋጋ መቕረቢኹም(ፕሮፎርማ) ክሳብ ዕለት 01/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ውሽጢ ናብ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ናይ ዕደጋ ዲፓርትመንት ቢሮ ቑፅሪ 03 ክተቕርቡ ብኽብሪ እንትንዕድም --

➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፍኬትን ፤

➢ ንቫት ተመዝገብቲ ቫት ሰርትፌኬት ናይ ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ/ም ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ግድን ይኸውን፤

➢ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ሰዓራይን ትካልናን ከምውዕል ይሕሰብ፣

A ኣብ ዝቐርብ ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉን ተቐባልነት ኣይህልዎን፤

➢ ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ስራሕቲ ኣጠቃሊሉ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል፤ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀነሐሉ ጊዜ 07 ተኸታተልቲ መዓልቲ ይኸውን፤

➢ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ አቲ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፤

➢ እቲ ፕሮፎርማ 01/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፤

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ 06 ድሕሪ ዶምፖስኮ ቤት ትምህርቲ ፊት ንፊት እንስሳት ሕክምና ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ +251 914 72 37 52 / +251 948 48 66 25 ምሕታት ይከኣል፤