https://tenders.milkta.com/ti/display/20536

ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን መጋረጃን ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 03/2019

ፕሮፎርማ ምልክታ

ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን መጋረጃን ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ፦

ተ.ቑ.ዓይነት ኣቕሓዝርዝር ስፔስፍኬሽንመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1Desk top ComputerDell Core i5 12 Generation 1 tera bit Rum 16Pcs01
2PrinterHP Laser Jet 4003 dnPcs01
3Shedበዓል ላይ ተፋቲPes01
4Computer table 5X100 x 60Pcs01
5መጋረጃንናይ ወፃኢሜትሮ04

ስለዚ ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ኣብ ናይ መንግስቲ ትካላት ዕደጋ ምልክታ ንክትሳተፉ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዋጋ መቕረቢኹም(ፕሮፎርማ) ክሳብ ዕለት 01/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ውሽጢ ናብ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ናይ ዕደጋ ዲፓርትመንት ቢሮ ቑፅሪ 03 ክተቕርቡ ብኽብሪ እንትንዕድም --

➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፍኬትን ፤

➢ ንቫት ተመዝገብቲ ቫት ሰርትፌኬት ናይ ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ/ም ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ግድን ይኸውን፤

➢ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ሰዓራይን ትካልናን ከምውዕል ይሕሰብ፣

A ኣብ ዝቐርብ ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉን ተቐባልነት ኣይህልዎን፤

➢ ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ስራሕቲ ኣጠቃሊሉ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል፤ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀነሐሉ ጊዜ 07 ተኸታተልቲ መዓልቲ ይኸውን፤

➢ ኢንተርፕራይዝ ምሩፅ ዘርኢ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ አቲ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፤

➢ እቲ ፕሮፎርማ 01/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፤

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ 06 ድሕሪ ዶምፖስኮ ቤት ትምህርቲ ፊት ንፊት እንስሳት ሕክምና ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ +251 914 72 37 52 / +251 948 48 66 25 ምሕታት ይከኣል፤