https://tenders.milkta.com/ti/display/20514

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 (12 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ሓምለ 2018 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም::

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1ባትሪ 70ቁፅሪ

02

እንክተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 20/11/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 23/11/2018 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 23/11/2018 ዓ/ም ሰዓት3፡00 ይኸፈት:: ፡

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመጡኩም ምሃብ ትኽእሉ።

6. ዝነፈ ተወዳዳራይ ንኸቕርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ማዓልቲ ክቅርብ ዝክእል።

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዜ እቲ ምዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልከታ ከም ዉዕሊ የግልግል :

ቢሮ ሓሱዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 034440-47-15 ምሕታት