https://tenders.milkta.com/ti/display/20474

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ 08 መሕፀቢ ክዳን/ላውንድርይ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንሳልሳይ ጊዜ ዝወፀ ግልፂጨረታዕድጊትመሕፀቢክዳን /ላውንድርይ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ 08 መሕፀቢ ክዳን/ላውንድርይ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚመሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተደላይ ረቃሒታት ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲፍቃድ ዝተሓደሰ ከቀርብ ዝክእል።

➢ ቲንናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ክትሕዙ

➢ ቫት ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሎ መረዳእታ ናይ ጉን 2018 ዓ/ም ዲክላራስዮን ከቅርብ ዝክእል።

➢ ናይ 2018 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ ዳእታ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ናይቲ ጨረታ መኽበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) 50,000 (ሓምሳሽ ሕቅርሺ) ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

➢ አብ መዘርዝር እስፐሲፍኬሽን / ብዝቐረቡ ጥራሕ ከቕርብ ዝኽእል።

➢ ኢዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስተብሃለ አብውሽጢ 5መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት አብውሽጢ 10 መዓልቲ ከቕርብ ዝክእል።

➢ እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምኻኑ ወይ ዘይምኻኑ ይሓብሩልና እንተዘይሓቢሮም ምስቫቱ ከምተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

➢ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

➢ እቲ ጨረታ ቤትትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኽን ይክእል እዩ።

➢ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 (ሚእቲቅርሺጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 435 ኣብስራሕ ሰዓት ንጉሆ ካብ 2፡30 ክሳብ 6፡00 ድሕሪ ስዓት ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ 10፡00 ምውሳድ ይከኣል፡፡

➢ ቤት/ት እቲጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 20/07/2026 ዓ.ፈ ክሳብ 30/07/2026 ዓ.ፈ ሰዓት 4፡00 ታዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

N.Bንዝበለፀሓቤሬታብስልኪ ቁፅሪ0945462700/0914749677 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዮ።