https://tenders.milkta.com/ti/display/20471

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2' ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ መመዘኒ ረቃሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም ::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዎም::

2 ናይ 2018 ዓ/ም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ::

3 ናይ ጨረታ መግዚኢ ሰነድ ዋጋ ብር 500.00(ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር)ከፊሉ ክወስድ ዝክእል

4 ናይ ፌደራል ኦዲት መስራቤት ብቕዓት መረጋገፂ ዘቅርብ::

5 ቅድሚሕዚ ኣብ ዓበይቲ ናይ ሲቪል ማሕበረሰብን ወይ ተመሳሳሊ ትካልን ዝስርሑሉ ስራሕ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::

6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 08/11/2018 ዓ/ም-18/11/2018 ዓ/ም ይከውን:: ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 18/11/2018 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕዳዊ ተወከልቲ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ዕሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ዕሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ::

8 _ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ (እስፔስፊኬሽን) እናመፃኩምምውሳድ ትክእሉ::