https://tenders.milkta.com/ti/display/20459

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድማ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 7, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልኸታ ፕሮፎርማ ናይ ሓምለ ወርሒ 2018 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተቑዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1እስክርቢቶ ቀይሕባዓልዕ ዝሕዝፓኬት2
2ሰማያዊ እስክርቢቶባዓል ዝሕዝፓኬት2
3ካርቦንኦርጅናልብደስጣ5
4ፍለድ እስክቢቶአርጀናልፓኬት5
5ፓርከር ኣይኦርጅናልፓኬት2
6ኣታፊ ባኣል ብርቅኦርጅናል200

እንክተሎም መምርሒ:

እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 7/11/2016 ዓ/ም ዕለት-9/11/2018 ዓም ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/11/2018 ሰዓት 04:30 ይኸፈት::

4. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኹም ምሃብ ትኸእሰ።

5. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

6. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዘኒኡ ዝፀንሓ ግዜ 5 ማዓልቲ እዩ::

8.ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ §እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽ ከም ዉዕሊ የገልግል።

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ