https://tenders.milkta.com/ti/display/20448

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 2019 ዓ.ም ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሎ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑት ፥ ዝተፈላለዩ ዘገልገሎ ናይ እስተሽነሪ ኣቁሑት ፥ ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑት ፥ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ መኪና ስፔር ዘገልገሎ ንብረታት ንምሻጥ ሰነድ ከምዘዳለና ዝፍለጥ እዩ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 3, 2018 (ቅድሚ 8 ሰዓት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (8 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንዝምልከቶ ኩሉ

ዋኒኑ፡- ብዛዕባ ዘገልገለ ንብረት ንጨረታ ምቅራብ ይምልከት ፣

ኣብ ላዕሊ ከምዝተገለፀ ኣብ 2019 ዓ.ም ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ።

1. ዝተፈላለዩ ዘገልገሎ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑት

2. ዝተፈላለዩ ዘገልገሎ ናይ እስተሽነሪ ኣቁሑት

3. ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑት

4. ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ መኪና ስፔር ዘገልገሎ ንብረታት ንምሻጥ ሰነድ ከምዘዳለና ዝፍለጥ እዩ ::

እዙይ መሰረት ብምግባር መምርሒ ብዝፈቐዶ ናብ ጨረታ ኣውፂእናዮ ስለዘለና በቲ ዘዳለናዮ ሰነድ መሰረት ብምግባር ኣብቲ ዝርዝር ክሳብ ሓምለ 10/11/2016 ዓ.ም ናይ ሓደ ዋጋ መሊእኹም ንክትልእኹልና ምስዙይ 03 ገፅ ኣተሓሒዝና እናላኣኽና ኣብቲ ዝተጠቐስ ዕለት መሊእኹም ንክተቅርቡ ነፍልጥ ።

እዚ ናይ ጨረታ ሰነድ ንምውሳድ ብር 50 ከፊልኩም ከምትወስዱ ንሕብር