https://tenders.milkta.com/ti/display/20429

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ፕሪንተር(HP Laser Jet P402/P403) ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 27, 2018 (16 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 1, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 1, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን2ይ ምልክታ ጨረታ ግዝኢት

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ፕሪንተር(HP Laser Jet P402/P403) ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2. ተጫረትቲ ብሳምፕል መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብናይ ባዕልኹም መሊእኹም ካብ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ድ/ቐትሪ ናብ ቤት ፅሕፈት በት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት መቐለተቕርቡ።

3. ጨረታ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።

ተ.ቁዝርዝርመዐቀኒበዝሒስፐሲፊኬሽንነፀላ ዋጋሓፈሻዊ ዋጋ
1ፕሪንተር(HP Laser Jer P402/P403ቑፅሪ01HP Laser Jet P402/P403