https://tenders.milkta.com/ti/display/20422

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ አብ ዉሽጢ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝርከብ አገልግሎት ካፊተሪያ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ብጨረታ አወዳዲሩ ክሳብ 30 ሰነ 2019 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክግልገለ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 26, 2018 (18 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ናየ 2018 ዓምን 2019 ዓም በጅት ዓመት ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ዝወዳደርሉ ዘፍር ናይ 2018ን 2019 ዓም በጀት ዓመት ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክአሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስን መለለይ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎምን ናይ ወርሒ ጉንብት 2018 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ኣሐዲሶም ብዝንብብን ግልፂ ዝኮነን ነብሰወከፍ መረዳእታ ሐደሐደ ገፅ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ 15000 መክብሪ ጨረታ ብስፒኦ ብዝትረጋገፀ ቼክ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ይግባእ

5 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነድ 200 ብምክፋል ካብ 25/10/2018 ዓም ክሳብ 9/11/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ካብ ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ብሎክ ሽድሽተ ቢሮ ቁፅሪ 44በምዉሳድ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኖም ካብ ዝተገለፀሎም ድሕሪ ሰለሰተ መዓለቲ ጥርዓን ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ 30000 ትሕጃ ብሽም እቲ ቤት ዕዩ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግዴታ አለዎም

7 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ አገልግሎት ብዉዕሊ መሰረት ክሳብ 30/10/2019 ክህቡ አለዎም

8 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዝቁፀር 25/10/2018 ዓም ክሳብ 9/11/2018 ዓም ን15 ተከታታልቲ መዓልቲታት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 10/11/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 10/11/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ካብ ጨረታ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ዝቁፀር 40 ተከታታሊ መዓልቲ ምካኑ ክፈልጡ ይግባአ

9 ተጫረቲ ሕቶ እንተሃሊዎም ቅድሚ ጨረታ ምዕፀዉ ናብ ቤት ዕዩና ብፅሑፍ ከቅርቡ ይክእሉ እዩም

10 እቲ ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420