
ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/4955/18
ዕለት23/10/18ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪናን ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ከትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ (ክዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ ንግብረ ከፈልቲ ዝውሃብ መለለዪ ቁፅሪ /TIN/ ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፡፡
➢ በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 23/10/8ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/10/18ዓ/ም
ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡
➢ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 25/10/18ዓ/ም ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡
➢ ፕሮፎርማ እንትኽፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡
➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ
➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55