https://tenders.milkta.com/ti/display/20375

ምልክታ ፕሮፎርማ ወለላ ዕቋርን ልቃሕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማ ንሚድያ መፋለጢ ዝከውን አብ ሶሻል ሚድያ ንዝነጥፉ ሰባት ናይ ቲክቶክን ፊስብክን ንምስራሕ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 (ቅድሚ 6 ሰዓት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ወለላ ዕቋርን ልቃሕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማ ንሚድያ መፋለጢ ዝከውን አብ ሶሻል ሚድያ ንዝነጥፉ ሰባት ናይ ቲክቶክን ፊስብክን ንምስራሕ ናይዚ ፍቃድ ዘለዎም ኣወዳድራ ክተስርሕ ስለዝደየት ነዚ ክተወዳደሩ እትኽእሉ ነዘም ዝስዕቡ እንተማልኡ ፡-

ተ.ቀክስርሑ ዝግበኣምመጠንዋጋመብርሂ
1ቲክቶክ244K
2ፊስቡክ360K
3ቪዲዮ ቀረፃን ኢዲቲንግ

መተሓሳሰቢ

· ብሚዲያ ፕሮሞሽን ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2018 ዓ/ም ዘሐደስኩም

· ደርጅኡም ዝሓለወ ካሜራ ድምፂ መቅረፂ ላይት ከቅርብ ዝክእል

· ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዝተማልኡ ፕሮፎርማ ብዘይ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ከቅርብ ኣለዎም

· ተወዳደርቲ ካብ ዝቐረበ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ እንተመሊኦም ተቐባልነት የብሉን

· ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ነቲ ፕሮፎርም ብኽፊል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ኣድራሻ፡ ጅብሩኽ ከባቢ መሳፈሪ ታክሲ 18/ምድረ ገነት ወይ ፊትንፊት ባንኪ ኦሮምያ

0342419051/0978969899/0914313361