https://tenders.milkta.com/ti/display/20341

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ብ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይ 2018 ዓ/ም ናይ ሒሳብ መዝገብ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ:

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 30, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 1, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ምልክታ ጨረታ

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ብ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይ 2018 ዓ/ም ናይ ሒሳብ መዝገብ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ:

በዚ ሞያ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ/

ተ.ቁዓይነት ሰነድመዐቀኒበዝሒ
1ናይ ኣታዊ ሰነድኣቃፊ03
2ናይ ወፃኢ ሰነድኣቃፊ

02


ዝድለዩ ረቋሒታት:-

  • ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ናይ ኣታዊን ወፃኢን ሒሳብ ሰነዳት ኣብ 15 መዓልቲ ውሽጢ ሰሪሑ ከም ዘረክብ ውዕሊ ዝኣስር::
  • ንእትስርሕሉ ዋጋ ቲኦቲ /ቫት/ሓዊሱ ብናይ ባዕልኹም ዋጋ መቅረቢ መሊእኹም ናይ ትካልኹም ማህተም ገይርኹም ንግዲ ፍቃድኩምን ቲንን ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ኣብ ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ብፓስታ ኣሽኩም ንክተቅርቡ ንዕድም።

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማ

ቀዳማይ ወያነ ዋዛ ስራሕ ዕሕፈት

034-441-53-16