https://tenders.milkta.com/ti/display/20293

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረት ክሸጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (8 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Ref No ቑፅሪ ዕክንም 121 /2-3/1/01

ዕለት /Date 11/10/18 ዓ/ም

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረት ብዘለውሉ ኩነታት ናይ ዳኣንት ፍቃድ ዝተሓደሰ ቲን ናምበር ብዘርፍኹም መሰረት እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዝተጋዋሓሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 20/10/16 ዓ.ም ሳዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር ንብረት ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-18 ብኣካል ብምምፃእ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

ንፍሉይ ሓበሬታ ስ-ቑ-0914706215

ምሰ ሰላምታ!!