https://tenders.milkta.com/ti/display/20218

ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየናይ ፅሕፈትአቑሕት መሳርሒ ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2018 (18 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኩሓ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ

ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየናይ ፅሕፈትአቑሕት መሳርሒ ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር ስፔስፊኬሽንመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
1ሰመያዊ ቢሮ 1ይ ደረጃ1ይ ደረጃፓኬት8
2ፕሪንተር ቀለም 151 A1ይ ደረጃቁፅሪ2
3እሁ 1ይ ደረጃ1ይ ደረጃቁፅሪ5
4ዓብይ ሌጣ መዝገብ1ይ ደረጃቁፅሪ5
5ንእሽተይ ስቴፕለር መርገጫ/1ይ ደረጃቁፅሪ5
6ካርቦን ሰመያዊ 80001ይ ደረጃቁፅሪ1
7ደስታ ወረቅት 1ይ ደረጃ1ይ ደረጃ5መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ /TWN No/ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 3/10/2018ዓ.ም ክሳብ ዕለት 5/10/2018 ዓ.ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት5/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 8/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።

➢ እቲ ንብረት /ኣቑሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።

➢ ተወዳዲርካ ሰዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ ።

➢ ኣድራሻና ኲሓ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ - 43 እዩ::

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው እዩ ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-4420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት