https://tenders.milkta.com/ti/display/20203

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2018 (19 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምልክታ ፕሮፎርማ ግዝኢት

ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2. ተጫረትቲ ብናይ ትካል ሳምፕል መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብናይ ባዕልኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ

3. ጨረታ ዕለት 09/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኽፈት።

4. እተቕርብዎ ናይ ኣባለት ምዝገባ ክፍሊት ደርሰኝ መርኣያ/Sample ክተቕርቡ እትኽእሉ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ቅብሊት ደርሰኝቑፅሪ200
2ናይ ኣባለት ካርዲ መለለዩ መንነትቑፅሪ5000