https://tenders.milkta.com/ti/display/20195

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1፡ ሃልቕቲ ናውቲ ፅሕፈት ሎት-2፦ ሃለቕቲ ናውቲ ፅርየት ሎት 3፦ኮቦርታ(Mini blanket) ሎት-4፦ ላስቲክ ሎት-5 ናይ ከበድቲ መሸነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን / ናይ ቢሮ አቁሑት/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ዘ/ፋ/ቢ/ሰ/ፀ//ግ/ጨ/ቁ 005/2018

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት

• ሎት-1፡ ሃልቕቲ ናውቲ ፅሕፈት

• ሎት-2፦ ሃለቕቲ ናውቲ ፅርየት

• ሎት 3፦ኮቦርታ(Mini blanket)

• ሎት-4፦ ላስቲክ

• ሎት-5 ናይ ከበድቲ መሸነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ብምዃኑ ልዕል ኢሎም ኣብ ዝተጠቐሱ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ሻት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

➢ ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም፡፡

ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ብር=300.00 (ሰለስተ ሚኢቲ ብር ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ፃውዒት ጨረታ ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 02/10/2018 ዓ.ም - 06/10/2018 ዓ.ም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክተእትዉ ከም እትኽእሉ ይገለፅ፡፡ እዚ ጨረታ ሰነ 06/2018 ዓ.ም ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት፡

ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መተሓሳሰቢ፡ ናይ መሸነሪ መለዋወጢ 09/10/2018 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት፡፡

‹‹ምስ ሰላምታ››

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰ/ፀጥታን

• ንተወሳኺ ሓበሬታ

➤ 0914008595

➤ 0920426802