https://tenders.milkta.com/ti/display/20139

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት/ጎማ ስፔርን ቅብኣትን ዘይትን/ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 8, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት/ጎማ ስፔርን ቅብኣትን ዘይትን/ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንገዲ ዘርፍኹም መሰረት

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ /VAT/ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ገልፂ ጨዓረታ ካብ ዝተጋወሐሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ክሳብ ዕለት 07/10/2018 ዓ/ም ስዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ገዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ህንፃ ክፍሊ ቑፅሪ 3-19 ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳ ዘደምስስ ብር 200.00/ክልተ ሚኢቲ ብር/ከፌስኩም ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ንፍሉይ ሓበረታ

ስ.ቁ--0344406451