https://tenders.milkta.com/ti/display/20133

መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተሓፀበ እምኒ ፋሐም ካብ መቅረብቲ ንምዕዳግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:1000
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ሰነድ ጨረታ ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ መቐለ ዋና ቢሮ ብኣካል ብምምፃእ ምዉሳድ ከምትክእሉ ንገልፅ

2 ኣበዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካል ናይ ዉሽጢ ዓዲ እምኒ ፋሓም መቅረብቲ ምካኖም ዝገልፅ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

3 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ብወርሒ እንተናአሰ 2000 ቶን እምኒ ፋሓም ናይ ምቅራብ ዓቅሚ ዘለዎም

5 ነዚ ስራሕ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሰምምዕ ዉዕሊ ተቀቢሎም ክሰርሑ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምግዛእ ይከኣል

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344405826 0912502596