https://tenders.milkta.com/ti/display/20032

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ክዕዽግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2018 (14 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ጨረታ ፅሬት ኣቁሑት

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ሶፍትጥቅላል250
2ሳሙና ናይ ነብሲ ዲቫቁፅሪ250
3ናይ ፅሬት ጓንቲ(ግላቭ)ፅምዲ200
4ቲ-ቴስራ ኣሲድ በዓል 1 ሊትርቲ-ቴስራሊትር70
5መወልወሊ ክሪ ምስ ናይ ወፃኢ በትሪቁፅሪ100
6ባራኪና በዓል 1 ሊትርቁፅሪ70
7ፈሳሲ ሳሙና በዓል 1 ሊትርቁፅሪ70
8ዲቶልቁፅሪ60
9ናይ ነብሲ ፎጣቁፅሪ04
10ሺምቁፅሪ30
11መወልወሊ ቁርፅራፅ ኮቦርታ ዓብዪቁፅሪ30
12ናይ ኢድ ፈሳሲ ሳሙናቁፅሪ10
13ኤየር ፍሬሽቁፅሪ05
14ፍኒትቁፅሪ03
15ኦሞ ኦሞ 160ግቁፅሪ165

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

2. ናይ ግብሪ ኸሩሲ ሠሠሰሰዩ ቁፅሪ (TIN ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል ” ተመዝገነነኝ

3. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መስዘዚ ክርስት ቸከ (ሲፒኦ) ብር 5,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኸእል

4. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገለፀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ በቲ ዘቀመጥናዮ ስፐስፊኬሽን መሰረት ዕረት ዘስዎ ንብረት ናብ ትካልና ንብረት ከፍስ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረከብ

5. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብ ብር ኾይኑ ባት ዝሓወሰ ወደ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር

6. እዚ ገሰፂ ጨረታ ካብ ዕስት 13/09/2018-23/09/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕስት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ | ተዓዕቦ ሰዓት 4:30 ኣብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤

7. እቲ ቤት ዕዮ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋስ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ፤

ንተወሳኺ ሓበረታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ መፂእኻ ምሕታት ይከኣስ፣ቁፅሪ ቴስፎን-0344 404253።