https://tenders.milkta.com/ti/display/19919

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋውጢ ኣቅሑ ብገስፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 10, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (4 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ዕለት 30/08/2018 ዓ/ም

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ  ፍይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎትዝውዕል ናይ መኪና መለዋውጢ ኣቅሑ ብገስፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡::

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰርት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ቲን ናምበር መቕረባይነት ኣብ VAI (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 29/08/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 09/09/18 ዓ.ም ሳዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-19 ዘይምለሰ ብር 200.00/ክልተ ሚኢቲ ብር/ከፊስኩም ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ንፍሉይ ሓበሬታ

ስ-ቑ-0914706215