https://tenders.milkta.com/ti/display/19844

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሪ ኣቕሑትን ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2018 4:35 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፕሮፎርማ ምልክታ

በቑፅሪ /ዐፕ18-1/18

ዕለት 20/08/2018 ዓ/ም

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሪ ኣቕሑትን ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡-

1. ብዘፈር ዓውደ ስራሕ ልዕል ኢሉ ብዝተጠቐሰ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ/ላ

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/08/2018 ዓ/ም ወፂኡ ክሳብ 22/08/2018 4፡30 ተዓፅዩ ወዲያው ይኸፈት

3. ተጫረቲ ዘሸንፍዎም ንብረት ሰዓርቲ ምምዃኖም ደብዳበ ካብ ዝበፅሖም ዕለት ጀሚሩ ናብ ትካልና ኣብ ሓፂር ግዘ ብናይ ባዕሎም/ለን ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ/ላ

4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ የገልግል

6. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም/ለን ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

7. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8. ዝቐርብ ደረሰኝ ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ክቕርብ/ርባ ዝኽእሉ ላ

9. ብዛዕባ ክፍሊት በጀት ከምዝተረኸበሉ

ተዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂ ስዮስፊክሽንመዐቀኒበዝሒነዋጋዋጋመብርሂ
1ቆጣቢ ኣምፑል በዓል 30 ቲሑMEGOቁፅሪ100
2ሓቃፊ ቆጣቢ ኣምፑልMEGOቁፅሪ30