https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19762

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ንአብጭንፈረስ Bs1,Bs2 Booster Station ግልጋሎት ዝውዕል Grease EP3 ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 43/2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ንአብጭንፈረስ Bs1,Bs2 Booster Station ግልጋሎት ዝውዕል Grease EP3 ኣቅሓ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ ቁ 23204/ቐ/መ/ማይ ብዕለት 06/08/2018ዓ.ም ብ አወራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል:

- ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Grease EP3KG20
ጠ/ድምር
NB 
ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብረ 
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 12/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 14/08/2018ዓ/ም 
➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ 

ኣድራሻ 
ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ 

ንዝበለፀ ሓበሬታ 

ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል