https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19740

ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ዝርከቡ 2 ቦታትት ብጨረታ ንክሽወጡ ኣዚዙ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 9, 2018 (7 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2018 06:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ናይ ጨረታ

ኣፈ/ኸሳሲ፦ ኣይተ ሃይላይ ገ/ሚካኤል ኣ/ሻ፦ ፦ ፃ መቐለ

ኣፈ/ተኸሳሲት ፦ ወ/ሮ ክንደሃፍቲ ወልዱ ኣ/ሻ፦ ከተማ መቐለ

ኣብ ሞንጎኦም ብዝነበረ ናይ ሓዳር ሃፍቲ ክትዕ ኣመልኪቱ ብሽም ኣፈ/ተኸሳሲት ዝፍለጥ

1. ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ብመዋሰኒ ብምብራቕ - መንገዲ ፣ ብምዕራብ 21602/02 ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ ብደቡብ 21602/10 ፣ ዝዋሰን ስፍሓቱ፡ 325 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 16 ሰቨን ኢለቨን ቁፅሪ 2ተ ባዕሉ / ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ብር 75,000,000.00 ( ሰብዓን ሓሙሽተን ሚልዮን ብር)

2. ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ብምብራቕ - መንገዲ ፣ ብምዕራብ ሙሉ ጌታ ፣ ብሰሜን ተክለ ወልዱ ፣ ብደቡብ ብመዋሰኒ ፍሉይ ቦታ መቐለ / ዝኾነ ብጨረታ ይተባረክ ፣ ዝዋሰን ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ዩኒቨርሲቲ እንስሳ ሕክምና ካብ ኣስፋልት ናብ ሰሜን ገፅ እትው ኢልካ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 22,000,000.00 ( ዒስራን ክልተን ስለዝተደለየ ንክጫረት ዝደሊ ንክጫረትን ዝሰዓረ ድማ ናይቲ ዝሰዓሮ 10% ወድያዊ ንክክኸፍል ዝኽእልን እቲ ዝተረፈ ድማ ኣብ ውሽጢ ክኸፊሉ ዝክእል ንክጫረትን ናይ ጨረታ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 – ሰዓት ሚልዮን ብር) መጠን ኣቐዲሙ 10 መዓልቲ ድማ ኣብ ተራ ቁፅሪ 1 ንዘሎ ዕለት 6፡00 ዘሎ ንክጫረት ኣብ ተራ ቁፅሪ 2ተ ንዘሎ ድማ ዕለት 15/08/2018 ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 - ሰዓት 6፡00 ንክጫረት ቀዳማይ ወያነ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ናይ ጨረታ ውፅኢት ድማ ዕለት 16/08/2018 ንሰዓት 9፡00 ንክቀርብ መቐለ ብዙ ኣሎ፡፡