https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19664

ጥምረት ማሕበር ኤሌክትሪክ ፣ መለዋመጢ ኣቁሑት መኪናን ፅሕፈት መሳርሕን ኣብ ከይዲ ህንፀት ንዝርከብ 2B+G+15 ንዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ደረጀ 1 /ሓደ/ ንዝኾኑ ኣማክርቲ ህንፃ ማሃንዲሳት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 26, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:2000
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 10, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ምልክታ ጨረታ

ጥምረት ማሕበር ኤሌክትሪክ ፣ መለዋመጢ ኣቁሑት መኪናን ፅሕፈት መሳርሕን ኣብ ከይዲ ህንፀት ንዝርከብ 2B+G+15 ንዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ደረጀ 1 /ሓደ/ ንዝኾኑ ኣማክርቲ ህንፃ ማሃንዲሳት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደለየ

1. ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድን ሞያ ፍቃድን 2.ቲን፣ቫት ሰርቲፍኬትን ካልኦት ተዛመድቲ ሰነዳትን እተማልኡ ትካላት ካብ ዕለት 25/07/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/08/2018 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሳዓት ብር 2000.00 /ክልተ ሽሕ / ናብ ናይ ማሕበርና ሒሳብ ቁፅሪ 1123886730301 ወጋገን ባንኪ ኣታዊ ብምግባር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ሞሞና ህንፃ 8ይ ፎቕ ምውሳድ ትክእሉ ኢኹም፡፡

እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይኸውን

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914300008