
ዕለት 25/7/2018 ዓም
ምልክታ ጨረታ ይምልከት
ሃፀይ ዮወሃንስ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ2018 ዓ/ም ዝተፋላለዩ ፅሕፈት መሳረሒ ኣቀሑትብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1. ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ናምበር ዘለዎ
2. ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብን ።
3. VAT ዝተመዝገብ እንትክውንይምረፅ
4. ጨረታ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐለ ዕለት 25/07/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 6/08/2018 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ .
ጨረታ ዝኸፈተሉ ድማ 6/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይኽፈት። እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ ምምሕዳርን ፋይናንስ ቢሮ ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኹም ሓደ 100 ብር ሓደሚኢቲ ብምክፋል ምውሳድ ትክእሉ ምካንኩም ክንሕብር ንፈቱ
5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዘተራጋገፀ CPO 25,000:00/ዕስራን ሓሙሽተን ብር ከትሕዝ ዝክእል ።
6. እተቅርብዎ ዓይነትን መጠንን ናይቲ ንብረት ኣብ ቤት ትምህርት ዝቅመጥ ሳምፕል ይክውን ፣፣
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር | መዐቀኒ | በዝሒ | ዋጋ | መብረሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ናይ ኮምፒተር ቀለም | በዓል 80 A | ቁፅሪ | 15 | ብሳምፕል መሰረት | ||
| 2 | ቀለም ኮምፒተ ር Hp 1074 | Repead with Wi 107A Laser Torer cartriage CNE ice 9612717 CBP 3Aw6L1413 | ቑፅሪ | 03 | ብሳምፕል መሰረት | ||
| 3 | ቀለም ኮምፒተ | Eooys printer Tk3170 | ቑፅሪ | 3 | ብሳምፕል መሰረት | ||
| 4 | DX 2430 እስተንስል | Original | ቑፅሪ | 15 | ብሳምፕል መሰረት | ||
| 5 | DX 2430 copy printer ቀለም | EDP code 817222 original | ቑፅሪ | 30 | ብሳምፕል መሰረት | ||
| 6 | WHITEBOARD Marker.G-213 | Gxin 12pcs | ፓኬት | 200 | ብሳምፕል መሰረት | ||
| 7 | መርገጫ | Kangaroo DS-335 | ቑፅሪ | 15 | ብሳምፕል መሰረት | ||
ናይ ጨረታ መምርሒ
7. ተጫረቲ ሽም፣ ፊርማ፣ ኣድራሻ፡ ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ ኣለዎም።
8. ተጫረቲ እቲ / ግልጋሎት/ ሰዓራይ ምዃኖም ምስ ፈለጡ ኣብ ውሽጢ 3ተ ማዓልቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣለዎም
9. ኣብ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣብ ዝተውሃቦም ጊዜ ገደብ ውሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10% ውዕሊ መኽበሪ ብምትሓዝ ውዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ ኣለዎም፣ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ከምኡውን ዘተሐዞ ጨረታ መክበሪ/ CPO/ ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ ምስ ገበረ ይልቀቀለ ፤
10. ከይዲ ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ዝኾነ ጨረታ ከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘይድ ስጉምቲ ዘስዕብ ምዃኑ ክፈልጡ ይግባእ፣
11. ኣብ ኢድካ ኣብ ስቶር ዘይብልካ ንብረት ምምላእ ኣይፍቀድን ኣብ ኢዱ ዘየሎ ንብረት መሊኡ ድሓር ንብረት የብለይን ዝበለ ዘትሓዞ cp.o ሙሉእ ብሙሉእ ይውረስ
12. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ነዙይ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ከእትው ይግባእ
13. ጨረታ ምስ ተኸፈተ ተረቲ ኣብ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለወጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብቲ ጨረታ ንነብሶም ምግላልን ኣይኸሉን፣
14. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ፖስታኣብዚ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ዝተቀመጡ ካልኦት ናይ ጨረታ ግብኣትን መረዳእታታትን ክሳብ ዝማልኡ ብኣካል እንተዘይቀሪቡ እውን ፖስትኦም ኣብ ጨረታ ክሽፈት ይግበር፡
15. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ጉልበትን ናብ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮሃንስ መሳናድኦ ናይ ምብፃሕ ግዴታ አለዎ
16. ናይ ጨረታ ፖስታ ብስምዒ ዝተዓሸገ ኤንቨሎፕን ማሕተም ብምግባር ኣብ ቤትትምህርቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ፖስታ ምእታዉ ከም ዝግባእ።
17. ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንተሃልይኩም ጥርዓን ኣብ 3ተ መዓልቲ ውሽጢ ናይ ምቅራብ መሰልኩም ዝተሓለወ ምኻኑ።
18. ተጫረቲ ግልፂ ኣብዘይኮነሎም ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝተቀመጡ ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሓየሺ ሕቶ ከቅርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉ እዋን ቅድሚ ምብፅሑይኸውን፣
19. ቤት ትምህርቲ ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ ም/0914761811 / 0914778831